ዝራኣየ ዓይኑ ይብራህ፣ እዚ ኣብ ስእሊ ትሪኡዎ ዘለኹም ናይ ቀደም ዓርከይ

Print


ካብ ንፋላለይ ዳርጋ 36 ዓመት ኮይኑ፣ ሽሙ ድማ፣ ገብረ ስላሴ ገብረመስቀል ይባሃል። ኣብ 70ታት

ኣቢሉ ይኸውን፣

ኣብ ኣስመራ ኣፍሪቃ ሆተል ዝሰርሕ ዝነበረ ኮይኑ፣ ብድሕሪኡ ውን ባሕረኛ ኮይኑ ይሰርሕ ነይሩ። ኣብ 80ታት ኣቢሉ ይኸውን ኣብ ሱዑዲ ዓረብያ ተራሕኺብና፣ ብድሕሪኡ ግን ክሳብ እዛ ዕለት ኣዚኣ ኣበይ ከምዘሎ ኣይፈልጥን። ቅጽል ሽሙ ወይ ሳጓኡ ድም ሃብሉ ኢልና ውን ንጽወዖ ነይርና ስለዚ ዝፈልጦ ሰብ እንተሃልዩ፣ በጃኹም በዛ ትስዕብ ቀጽሪ ሰልኪ ደዊልኩም ክትሕብሩኒ ብትሕትና ይሓትት።  

ካብ ዓሊ ኑሩ፣ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ

ቁጽሪ ስልኪ +447931832701

We use cookies to improve our website. More details…