ብምኽንያት በዓል ፋሲካ 2017

Print

logo2

ንኹሎም ኣመንቲ ክርስትና፡ እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈታሓልኩም እንዳበልና፣ ርሑስ ብዓል ፋሲካ ክኾነልና ድማምንዮትና ንገልጽ።

 ንዓመታ ከምዚ ሕጂ ኻኣ ሃይማኖታውን ሃገራውን በዓላትና ኣብታ ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ተረሚሳ ትነብር ዘላ ሃገርና ኤርትራ፣ ፍትሕን ዲሞክራስን ዝሰፈኖ ስርዓት ተኺልና፣ ሰላምን ርግኣትን  ኣብ ዘለዎ ኩነታት ሓቢርና  ክነብዕሎ እንዳተመነና፣ ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልና ንብል።

 

ፈጻሚ ኣካል ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ፣
16 ሚያዝያ 2017

We use cookies to improve our website. More details…