ንዝኽሪ ባሕቲ መስከረም

Print

ንዝኽሪ ባሕቲ መስከረም ኣብ ሎንዶን ንርከብ ኤርትራውያን ተቃወምቲ ፓሎቲካውያን ሓይልታትን በርጌሳውያን

ማሕበራት መበል 56 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ንምብዓል ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣያ ንኹሉ ኤርትራዊ ዘሳትፍ ክፉት ዕድመ ኣዲሊና ስለ ዘለና ሓቢርኩም ምሳና ከተምሲዩ ብክብሪ ንዕድም። 

ዕለት፡ መስከረም 10 2017 ሳዓት፡ ካብ 6pm ክሳብ 8pm ምሸት

ኣድራሻ፡ Anti –Tribalism Movement (ATM) House,

 

Market Approach, Off Lime Grove,

Shepherd’s Bush, London, W12 8DD

 
 
ኣወሃሃዲት ሓባራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ተቓወምቲ
ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ
We use cookies to improve our website. More details…