ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ

 

ጻውዒት ህዝባዊ ኣኼባ - ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ - ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ

 

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ- ዞባ ኤውሮጳ፡ ንዕለት 3 መጋቢት 2019 ኣብ ከተማ ሎንዶን፡ንኹሉ ኤርትራዊ ዘሳትፍ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ከካይድ መዲቡ ሰለ ዘሎ፡ ኩልኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ አብ ኣገዳሲ አኼባ ንኽትሳተፉ በዓቢ ክብሪ ይዕድም።

 

ን2ይ ጉባኤ ዝኽውን ጽሑፋት፡ ከም ፖለቲካዊ ቻርተር፡ መርሃ ግብሪ (Road Map) ሕገ- ህንጻን፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን፡ ኣብ www.togoruba.org ተዘርጊሑ ስለ ዘሎ ኣንቢብኩምዎ ክትመጹ በዚ ኣጋጣሚ ነዛኻኽር።

ኣጀንዳ አኼባና፣ መስርሕ ምስንዳእ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ፡ በጺሑዎ ዘሎ ከይዲ ንምሕባርን፣ ሰነዳት ጉባኤ ንምቕራብን ክኸውን ኢዩ።

Venue፡ 120 Palace Gardens Terrace Essex Church

Notting Hill Gate, W8 4RT

Date: Sunday 3rd March 2019

Time from 4pm to 7pm

ብድሓን ምጹ፡

ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ዞባ ኤውሮጳ

ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ

Top
We use cookies to improve our website. More details…