ሓፈሻዊ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ - ኖርወይ

 

ሓፈሻዊ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኖርወይ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ

ዞባ ኤውሮጳ ጨንፈር ኖርወይ፡

ንቀዳም ዕለት 30-03-2019 አብ ከተማ

ኦስሎ፣ ሓፈሻዊ ኣኼባ ከካይድ መዲቡ ሰለዘሎ፡ ንኩሎም ምእንቲ ዲሞክራስያዊ ለውጥን ፍትሕን ዝቃለሱ ኤርትራውያን ተቐማጦ ኖርወይ አብ’ዚ ኣገዳሲ አኼባ ንክሳተፉ በዓቢ ኣኽብሮት ይዕድም።

ቀንዲ መደባት አኼባና፣ መስርሕ ምስንዳእ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ኣበይ በጺሑ ምህላዉ ንምሕባርን፣ ሰነዳት ጉባኤ ንምቕራብን፣ ከምኡ’ውን ምምራጽ ወከልቲ ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ኣብ ኦስሎ ኣብ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ክኸውን ኢዩ። እቲ ዝካየድ አኼባ ብኣቦ መንበር ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ - ዞባ ኤውሮጳ ክምራሕ’ዩ።

ኣኼባ ዝካየደሉ ኣድራሻ፡ EBBELLS GT. 1 ጥቓ GUNERIUS ኣብ ጎኒ (Ethiopian Air Line)

ግዜ ኣኼባ፡ ሰዓት 18:00 ክጅምር ኢዩ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ናብዚ ዝስዕብ ቊጽርታት ደውሉ፡ 41654402 – 94723313 - 41561981  

ብድሓን ምጽኡ !!

ርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ጨንፈር ኖርወይ

اجتماع عام

للمجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي

في النرويج

يسر المجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي إقليم أوربا – فرع النرويج، دعوة جميع الوطنيين الإرتريين المناضلين من أجل التغيير الديمقراطي وتحقيق العدالة في إرتريا، والمقيمين في النرويج، للمشاركة في الاجتماع الهام الذي سيعقد في مدينة أوسلو يوم السبت الموافق 30 مارس 2019، لمناقشة سير عملية التحضير للمؤتمر الوطني الثاني للمجلس الوطني، وطرح مسودات وثائق المجلس الوطني التي ستقدم إلى المؤتمر الثاني، وتصعيد ممثلي أعضاء المجلس في أوسلو في المؤتمر القادم. وسوف يترأس الاجتماع الأخ رئيس اللجنة الإقليمية في أوربا للمجلس الوطني الإرتري.

نرجو من الجميع الحرص على المشاركة في هذا الاجتماع الهام.

مكان انعقاد الاجتماع: EBBELLS GT. 1 الواقع بجانب GUNERIUS ومكتل الخطوط الجوية الإثيوبية.

وسيبدأ الاجتماع: في تمام الساعة 18.00

لمزيد من المعلومات يمكنكم الاتصال بالأرقام التالية: 41654402 – 94723313 - 41561981  

مع أطيب التحيات

المجلس الوطني الإرتري للتغير الديمقراطي –

فرع النرويج

                   

 

Top
We use cookies to improve our website. More details…